ናይሀጅእናኡምራመምርሒ

ንፕሮግራም / ሓተመ

ናይ ሀጅ እና ኡምራ መምርሒ A4 pdf


አሰሊሙ አሇይኩም ወረህመቱሊሂ ወበረካቱሁ

አሌሀምዱ ሉሊህ ናብ መካ ንዝግበር ናይ ሀጅ እና ኡምራ ጉዕዞ መምርሒ ዝኮን ሕፅር ዝበሌ ፅሑፍ ካብ ዝተፈሌሇዩ ኪታቦች ብምውፅፃእ ንምዝግጃይ በቂዕና፡፡ ትሕዝቱኡ እና ሓቂታቱ ንምርግጋፅ ኣብ ሳኡዲ አረቢያ እና አብ መሊእ ዓሇም ዝርከቡ  አሇሞች ብተደጋጋሚ ተገምጊሙ፡፡ ሕድሕድ ርኢቶ ዝተፈሊሇዩ ኪታቦችን ምግሌባጥ እንተየድሌየ ብግሌፂ ተብራህሪሁ፡፡ በዚ  ምክንያት እዚ መምርሒ ሒዝካ ንምንቅስቃሰ ከመቺይ ካብ ሓደ ገፅ ከይበሌፅ ከምኡ’ውን ቀሉሌ እና ተዓፃፃፊ ክከውን  ተገይሩ፡፡ እዚ ሓደ ገፅ ሀጅዎትን ቀሉሌ እና ተቀባሌነት ዘሇዎ ይገብር ኢንሻ አሊህ፡፡ ፁሑፍ ብስሇስተ መሌክዕ ይርከብ፡፡
1. ደብዳቤ (ቁመት 279.4ሚሉ ሜትር፤ ስፋሓቱ215.9ሚሉ ሜትር)
2. ኤፎር ወረቀት መጠን (ቁመት 297ሚሉ ሜትር፤ ስፋሓቱ210ሚሉ ሜትር)
3. እና ብደንቢ ንምርኣይ ክክእሌ ብዓብይ ዝተፃሓፈ ናይ ሕኒ ወረቀት መጠኑ (ቁመት 355.6ሚሉ ሜትር ስፋሓቱ
215.9ሚሉ ሜትር)

ዓርሶም ንምርዳእ እዚ ናይ ሀጅ እና ኡምራ መምርሒ ዝክተሌ የቅርብ፡፡

  • ሕድሕድአም ስነ ስርዓት አፈፃፅማ ደረጃ ብደረጃ የብራህርህ
  • ሰፋ እና መርዋህ ዝርከብዎም ቦታ ንምፍሊጥ ክሕግዙም ናይ ካእባን ካርታ
  • ብምስሉ ዝተደገፈ ናይ ጠዋፍ አገባበር
  • ዝግበሩ ዱኣዎችታት ዓይነት፤ቦታታትን ጊዜን
  • ናይ አድሇይቲ ጉዕዞታት ኪልሜትራትን ማይሌን
  • ተጠቀምቲታት መረጃታን ብፍጥነት ከመሳክር ዙክእሌዎ ናይ ድረ-ገፅ ምሌክታት

እዚ ፈለይ ናይ ሀጅ መምርሒ ዝተፈሊሇዩ በንበ ተናጋሪታት የገሌግሌ፡፡ ብዝክተለ ቋንቋታት ብወርድ ወይ ድማ ፒዴ ኤፍ መሌክዕ ዝተዘጋጀወ መምርሒ ብነፃ ዳውንልድ ምግባር ይክእለ፡፡
አማርኛ፣አሌባኒያንኛ፣ዓረብኛ፣ቻይንኛ፣ሆሊንድኛ፣እንግሉዘኛ፣ኢራንኛ፣ፈረንሣይኛ፣ጀርመንኛ፣ ብስሇስተ ሕንዲ ቋንቋታት ጉጀራት፣ቴለጉ፣ሂንዲ፣ኢንዶኒዥያንኛ፣ጣሉያንኛ፣ጃፓንኛ፣ማላይኛ፣ፖርቹጋሌኛ፣ራሺያኛ፣ሲሪሊንኪኛ፣ስፔንኛ፣ታጋልግኛ፣ ታሚሌኛ፣ቱርክኛ እና ኢንሻአሊህ አብ ቀረባ እዋን ብካሌኦት ቋንቋታት ክጅምር እዩ፡፡ አብ መምርሒ ፅሑፍ ዝርከብ ናይ ዓረብኛ ቋንቋ ቃሊትም በዚአቶም ቋንቋታት ፊደሊት ተፃሒፍ እዩ፡፡