1 / 8 Next Page
Information
Show Menu
1 / 8 Next Page
Page Background

Page 1

The Islamic Bulletin

The Purpose Of Life In Tigrinya

ናይ ህይወት ትርጉም

ዝተናገሮ፣ ናይ ትምህርቲ ቤተይ መምህር ከም ዝተናገሮ፣ ዓርከይ ከም

ዝተናገሮ፡፡

ዝኮነ ይኩን ናይ ምብላዕ ጥቅሚ ተትጥይቆ፣ “ንምንታይ

ንምገብ” ናይ መብዛሐቲኡ መልሲ ዝኸውን ተመሳሰሊ ሓደ ዓይነት

መልሲ እዩ፣ “ንስነ - ምግብነቱ” ምክንያቱ ህይወት ስለ ዝቐፅለልና እዩ፡

፡ ማንም ንምንታይ ስራሐ ከም ዝስርሑ ተትጥይቆም፣ መልሰም ናይ

ባዕሎም እና ናይ ቤተሰቦም ጽልየት ንምምላእ ዝብል ይኸውን፡፡ ማንም

ንምንታይ ከም ዝህርሰ፣ ንምንታይ ከም ዝሕፀብ፣ ንምንታይ ከም ዝክደን

ዝመሳሰሉ ነገራት ተትጥይቅ መልሶም “ንኩሉ ደቂ ሰብ መሰረታዊ

ድልየት ከም ዝኾኒ ይነግርኩም” ከም ዝመሰለ ብዙሕ ሚኢቲ ጥያቄታት

ተደጋገምኖ መልሱ ተመሳሰሊ ይኸውን፣ በማንም ቋንቋ፣ በማንም ቦታ፣

ብቀሊሉ ንምግለፅ ብዝኾይኹን ናይ ዓለም ክፈሊታት ተመሳሰሊ መልሲ፡

፡ ግን “ንምንታይ ናይ ህይወት ዓላማና ትርጉሙ እንታይ እዩ?” እሊና

እንትንሓትት ዝተፈለለየ መልሲ እንረክብ? ምክንያቱ ሰብ ተደናጊሩ

እዮ ዘሎ፣ ብትክክል እንታይ ከም ዘኾነ አይፈልጥን፡፡ ኣብ ፀልማት

ውሽጢ ይለፍፁ፡፡ “አይፈልጥን” ንዘይምባልም ከምዚ እዮ ተባሂሎም

ዝተመልእዎ፣ መልሲ እዮ ኢሎም ይዛረቡ፡፡

ብዙዕባ እዚ ነገር ንእሸተይ ንሐሰብ፡፡ ናትና ናይ ምንባርና

ትርጉም ስቅ አሉ ንምብላዕ፣ ንምህራስ፣ ንምክዳን፣ ንምስራህ፣ ሃፍቲ

ንምፍራይ እና ንምሕኃስ ድዮ? በቃ እዚ አዮ ናትና ናይ ምንባር ትርጉም?

ንምንታይ ተወሊደና? ናይ ምንባርና ትርጉም እንታይ እዩ፣ መገረሚ ዝኮነ

ሁለንተናዊ እና ኣብ ድሕሪት ስነ-ፍጥረት ዝሎ ጥበብ እንታይ እዩ? ብዛዕባ

እቲ ጥያቄ ብደንቢ ሕሰብሉ!

ሓደሓደ ብዙዕባ ፈጣሪ ህልውና ምንም መረጋገፂ የለን አሎም

ይከራከሩ፣ ብዙዕባ አምላክ መረጋገፂ የለን ይበሉ፣ እዚ ኩሉ ፍጡር ፣

እዚ ኩሉ ሁለንተናዊ ብፈጣሪ ዝተሰረሐ ከም ዝኮነ መረጋገፂ የለን ይበሉ፡

፡ ከምዚ አሎም እውን ዝአምኑ አለው፡፡ ዓለም ኩሉ ስቅ አሉ ብአጋጣሚ

ዝመፀ እዮ፡፡ በቢግ ባንግ መላእ ዓለማት ስቅ አሉ ዝመፀ ዝተረከበ እዩ፡

፡ ህይወትም እዚ አዩ ዝብሃል ክግለፅ ዘክእል ትርጉም የብሉን ብምባል

ይከራከሩ፣ ብዙዕባ አምላክ ብዙዕባ ህይወት ትርጉም ወይ ድማ ብዙዕባ

ዓለም ፈጣሪ መረጋገፂ ብሳይንስም ኮነ በሎጂክ ክረጋገፅ ዝክእል ምንም

ነገር የለን፡፡

ኣበዚኣ ካብ ቅዱስ ቁርዐን ብዙዕባ እዚ ጉዳይ ዝገልፁ ዝተወሰኑ

ቃላት ክገልፅ፡፡

“ሰማያትንና ምድርን ብምፍጣር ምሽትን ቀትርን ብምትክካእ ንበዓል

አእምሮታት ብርግፅ ምልክታት አለው፡፡ (ንሳቶ’ውን) እቶም ጠጠው

ኢሎም ተቀሚጦም ብጎኒታቶም ተጋዲምም አላህን ዘወድሱ ብሰማያ

እና ብምድሪ አፈጣጥራ ዘስተንትኑ ጌታችን ሆይ! እዚ ብኸንቱ አይፈጥር

ካዬን ፅባቐ ይግባአኻ ካብ ሓዊም ቅፅዓት ተፀቢና ዝብሉ እዬም፡፡:” ቅዱስ

ቁርዐን 3:190-191)

አብ ቅድሜኩም ተረኪበ ዘረባ ከሰምዕ ዕድሉ ሰዕዝተዋሃበኒ

ብጣዕሚ ክብሪ ይስምዓኒ፡፡ ኣነ ክብል ዝደልዩ ኣብ ቅድሜኩም ጠጠው

ዝበልኩ ከም ፈላጥ ከመህ አየኮነን፡፡ ኣነም ከም ፈላጥ ከምህር ድልው

እየ አላ አይሓሰብን፡፡ ካብኡ ነላዕሊሰ ናይ ባዕለይ ምክሪ ክመክር

ተትብል ይገለፀለይ፡፡ ምክንያቱ ባዕለይ ኣብ ቅድመይ ዘለው ወንበራት

ከም ዝተቀምትኩይርኦ ስለ ዘኮንኩ እዩ፡፡ ቀድሚ ዝተወሰነ ማዓልቲ፣

ቅድሚ ዝተወሰነ ዓመት፣ ቅድሚ ዝተወሰነ ጊዜ ቅድሚ ከዚኣነም

ንስካትኩም ኣብ ከፈ ኢልክምዎ ዘሎ ወንበር ከፍ አለ ነይረ፡፡ ከበይ

ይምፃእ - ዝመፀሉ ትርጉም የብሉን፡፡ ሰብ ኸይኑ ብዛዕባ እስልምና

ግንዘብ ዘይበሉ፡፡ እና አብቲ ሰዓት፣ ኣነም እቲ ሰብ ነይረ ናይ ህይወት

ትርጉም ምንም ዘይትረደአኒ ዘይገናዘበ!

ስለዚይ ብዚ ምስትዋስ፣ ዝብለኩም ዘለኩ ከም ፈላጥ ከምህር

ተይኮነ ከም መረዳእታ (ሓበሬታ) እና ከም ምክሪ ክትሓሰብዎ እዮ፡

፡ ከከፈለኩም ዝሓሰብኩዎ ሓበሬታ (መረዳእታ) ንእሸተይ ሰፍሓ ዝበለ

ተመሰለውንኝ፣ ናይ ሰብ ኣዕምሮ ንጥቀት፣ ናይ ምቅንባር ክእሎቱ

እና ምቅማጥ ዓቅሙ ትሓሰብዎ ከለኩም ብዚኤን ንእሸተይ ነፃት

ሓበሬታታቱ(መረዳእታቱን) ብሓቂ ከም ዘየጨናንቀኩም ክነግረኩም

ይፈቱ፡፡

ሎማዓንቲ ስለ ዝነወያየሉ ነጥቢታት ከፈልጠኩም ሓላፊነት

አለኒ - ናይ ህይወት ትርጉም እንታይ እዩ? እንትትከውን ድማ እዞም

ዝክተሉ ይጥይቅ - “ብዛዕባ እስልምና እንታይ ትፈልጡ” ማለተይ

- ስለ ሓቂ ብዛዕባ እስልምና እንታይ ትፈልጡ? ብዛዕባ እስልምና

ዝሰማዕኩምዎ አይኮነን፤ ግን ብዛዕባ እስልምና እንታይ ከምትፈልጡ

እምበር?

እዚ ዕድል ስለዝለከብኩ ክብሪ ይስማዕኒ፣ ኩለትኩም ማዓረ

ሓላፊነት አለኩም አለ ተትጅምረ ደስ ይበለኒ፡፡ እና እቲ ሓላፊነት

ምንባብ ወይድማ ምሰማዕ እዩ በግልፂ ልቦናታት እና ብዘገናዝብ

አዕምሮና፡፡

ብዘይ ምፈልጥና ብባህሊ ተፅዕኖ ብዝተመለአት ዓለም ውሽጢ

ከብ ተግባራቶም ቅድሚት ንምሕሳብ ንእሸተይ ጊዜ ዝህቡ ሰባት ምርከብ

ብዝበለፅ መቸገሪ ከይኑ አሎ፡፡ ብዘዕባ ህይወት ሓቂ ንምህሳብ፣ ናይዚኣ

ዓለም ሓቂ ንምብፃሕ እና ናይ ነፈስና ዋጋ ንምፈለጥ፣ ዘይምዕዳል ከይኑ

ግን መብዛሒትኡ ሰብ ብጣዕሚ መሰረታዊ ጠቃሚ ዝኮነ ሕቶ “ናይ

ህይወት ትርጉም እንታይ እዩ” ኢሊኩም ተትሓትዎ ብምርኣይ እና ነገራት

ብምግምጋም መልሶ ምሃብ ዘይክእሉ እዮም፡፡ በብዝሐ አጋጣሚታትከም

ዝተናገሮ ካለእ ዝኮነ ሰብ ክብል ዝስምዕዎ ክነግርኩም ይክእሉ ወይ ድማ

ናይ ሕብረት ዝኮነ ኣተሓሳሰብ ከንፀባርቁ ይስተውዓሉ፡፡ አቦይ ብዘዕባ

ህይወት ትርጉም ከም ዝተናገሮ፣ ናይ ቤተ ክርስቲያኑ ሚኒስቴር ከም